enትግርኛ+1-720-421-8167

Login

Sign Up

After creating an account, you'll be able to track your payment status, track the confirmation.
Username*
Password*
Confirm Password*
First Name*
Last Name*
Email*
Phone*
Contact Address
Country*
* Creating an account means you're okay with our Terms of Service and Privacy Statement.
Please agree to all the terms and conditions before proceeding to the next step

Already a member?

Login

ብዛዕባ ኣባል ትካልና

ኣባልና

ነፍሲ ወከፍ ኣባል ብዛዕባ ኣክሱማዊ ስልጣነን ታሪኹን መንፈሳዊ ሕድሩን ሓቂ ኣብ ምዕቃብን ምድንፋዕን ዓቢ ተራ ኣለዎ። ብሓባር ንዓለም ንምምሃር፣ ባህላዊ ሓበን ንምዕባይ፣ ሃብታም ቅርሲ ትግራይ ንመፃኢ ወለዶታት ምልዕዓል ከምዝቕፅል ንምርግጋፅ ተበጊስና ኣለና።

Kunom Kassa

Manager of Tigray Branch

Helen Kassa

Editor & camera operator

Saba Nigus

Secretary

ዝያዳ ሰባት

ዝያዳ ጽልዋ

ሓይልና ኣብ ሕብረተሰብና እዩ ዘሎ። ኣብ ተልእኾና ብዝበዝሑ ሰባት ብዝተሓባበሩና መጠን ሃብታም ታሪኽ፣ ባህሊ፣ መንፈሳውነት ትግራይን ኣኽሱምን ኣብ ምዕቃብን ምድንፋዕን ክንገብሮ እንኽእል ፅልዋ ይዓቢ። ኩሉ ድምጺ ኣገዳሲ እዩ፣ ብሓባር ድማ ንቕሓት ከነዕብዮ፣ ሓድነት ከነዕቢ፣ ብዓለም ደረጃ ለውጢ ከነነቓቕሕ ንኽእል ኢና።

ብዛዕባ ወለንተኛ ኣባል

ጋንታና ብናይ ሓባር ዕላማ ዝተጠርነፈ እኩብ ኒሕ ዘለዎም ውልቀሰባት እዩ: ንዓለም ብዛዕባ ሃብታም ታሪኽን መንፈሳዊ ሕድሪ ትግራይን ኣኽሱምን ንምዕቃብ፣ ንምልላይ፣ ንምምሃር። ነፍሲ ወከፍ ኣባል ብምርምር፡ ትምህርቲ፡ ምዝንታው ዛንታ፡ ወይ ብማሕበረሰባዊ ምትእስሳር ንተልእኾና ፍሉይ ክእለትን ዘይንቕነቕ ተወፋይነትን የምጽእ እዩ።

ኣብዚ ክትሳተፍ ትደሊ?