enትግርኛ+1-720-421-8167

Login

Sign Up

After creating an account, you'll be able to track your payment status, track the confirmation.
Username*
Password*
Confirm Password*
First Name*
Last Name*
Email*
Phone*
Contact Address
Country*
* Creating an account means you're okay with our Terms of Service and Privacy Statement.
Please agree to all the terms and conditions before proceeding to the next step

Already a member?

Login

ሕጂ ለግሱ ቅርሲን እምነትን ሚድያ: ምዕቃብ ሕድሪ ትግራይ ናይ ትግራይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትምህርቲ፣ ታሪኽ፣ ባህሊ ብመሳተፊ ትብብ ይብራህ ሚድያን ዩቱብ ፕሮግራማትን ርኸብዎ። ሕጂ ለግሱ ብርሃን ትግራይ: እምነት & ታሪኽ ትምህርቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይን ባህላዊ ቅርስታትን ብማሕበራዊ ሚድያን ቲቪን ናብ ዓለም ምምፃእ።

ልግስኹም ቅርስታትና ህያውን ክስስንን ይገብሮ።

እምነት፡ ታሪኽን ባህልን ንዓለም ኣብ ምክፋል ተጸንበሩና።

Our Causes

Preserving and Promoting Axum Tigray’s Spiritual and Cultural Heritage

$0.00
0% Donated
Goal : $10,000.00
The legal definition of a charitable organization (and of charity) varies between countries and in some instances regions of the country. The regulation, the tax treatment.
Donate Now

Login

    ናትና ዛንታ
    ንሕና መን ኢና?

    ዓሚቕ ትምህርቲ እምነት ኣክሱም ትግራይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ተዋህዶ ንምክፋልን ሃብታም ታሪኽን ባህልን ኣክሱም ትግራይ ንምኽባርን ውፉይ ትካል ኢና። ብናይ ቲቪን ዩቱብን ቻነላትና ኣቢልና ንተዓዘብቲ ምስ ሱሮምን መንፈሳውነቶምን ዘራኽብ መሃሪን ኣነቓቓሕን ትሕዝቶ ንፈጥር፣ ኣብ ርእሲኡ ድማ ዓለምለኻዊ ተዓዛቢ ዕምቆትን ጽባቐን ሕድሪ ኣክሱም ትግራይ ከድንቕ እንዕድም።

    00

    ብዝሒ ደገፍቲ

    $00

    ዝተኣከበ ገንዘብ

    00

    ዝተፈጠሩ ፕሮግራማት

    00

    ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ወለንተኛታትና ቁጽሪ

    ዜናን እዋናዊ ሓበሬታን

    ዝመጽእ ፍጻመታት

    There're no item that match your search criteria. Please try again with different keywords.

    ሰራሕተኛታትና

    01

    ነቲ ተኽእሎ ክንከፍቶ ንደሊ

    ሃብታም ታሪኽ፣ ሃይማኖታዊ ትምህርቲ፣ ባህላዊ ቅርስታት ኣክሱም ትግራይ ብተበፃሕን መሳጥን መደባት ቲቪን ዩቱብን ብምዕቃብ፣ ንምልላይ፣ ንምክፋል፣ ሓደ ዓለማዊ ማሕበረሰብ ምስ እምነትን ትውፊትን ኣክሱም ትግራይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንኽራኸብ ምልዕዓል።

    02

    ለውጢ ብዓቢ ደረጃ ክንድርኽ ንጽዕር

    ብዛዕባ መንፈሳውን ባህላውን ቅርስታት ኣክሱም ትግራይ ንሰባት ንምምሃርን ንምልዕዓልን፣ ኣብ መንጎ ኣኽሱማውያንን ዓለማዊ ተዓዘብትን ሓድነት፣ ምርድዳእ፣ ሓበን ንምዕባይ መሪሕ መድረኽ ንምዃን።

    03

    ኣብ ውጽኢት ኢና ኣተኲርና ዘለና

    ትምህርቲ እምነት ኣክሱም ትግራይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብምፍናው፣ ሃብታም ታሪኽን ባህላዊ ቅርስታት ኣኽሱም ትግራይ ብምክፋል፣ ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ዝርከቡ ኣኽሱማውያን ናይ መንነትን ሓበንን ስምዒት ብምምዕባል፣ ኣብ መላእ ዝተፈላለዩ ዓለምለኻውያን ግንዛበን ምርድዳእን ብምፍጣር ንውልቀሰባት ምምሃር፣ ምልዕዓል፣ ምጥርናፍ ተዓዘብቲ።

    ምስክርነት

    ሰባት ብዛዕባና እንታይ ይብሉ

      ጋዜጣ

      እዋናዊ ዜና ንምርካብ ኣብ ወርሓዊ ዜናና ተመዝገቡ፣ ዕድላት ወለንተኛታት፣

      ማዕከለ-ስዕላት